Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 39:21 - መፅሓፍ ቅዱስ

21 ከምቲ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝኣዘዞ፥ እቲ ሳንቃ ኣፍ ልቢ፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ብብልሓት ዝተገብረ ቕናት ኤፉድ ክኸውን፥ ካብቲ ኤፉድ ድማ ኸይፍለ፥ ነቲ ሳንቃ ኣፍ ልቢ፥ ብቐለበታቱ ምስ ቀለበታት ኤፉድ ብሰማያዊ ገመድ ኣሰርዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 39:21
7 Referencias Cruzadas  

ኣእማን ዕንቊ፥ ኣብ ኤፉድን ኣብ ሳንቃ ኣፍ ልብን ተዛኒቑ ዝስኳዕ ክቡር ኣእማንን እዩ።


እቲ ብብልሓት ዝተገብረ ዝዕጠቑሉ ቕናት ከዓ፥ ምስኡ ብሓደ ዝተላገበ፥ ሓደ ዓይነት ዝስርሓቱ፥ ብሰማያዊ፥ ሓምራዊ፥ ውፁእ ቀይሕ ብዝኾነ ፈትልን፥ ብወርቅን ብዝተፍሓሰ ሃርን ይኹን።


ሽዑ ኽልተ ቐለበት ወርቂ ገበሩ እሞ፥ ኣብ ክልቲኡ ማእገር ኤፉድ ብታሕቲ፥ ብወገን ቅድሚት፥ ኣብ ልዕሊ እቲ ብብልሓት ዝተገብረ ቅናት ኤፉድ፥ ኣብ ጥቓ እቲ ዝጋጠመሉ ገበርዎ።


ነቲ ናይ ላዕሊ ኤፉድ ቐሚሽ ብምሉኡ፥ ብሰማያዊ ኻብ ዝተኣልመ ዓለባ ገበርዎ።


ሽዑ ኢየሱስ ንደቀ መዛሙርቱ “ክኽተለኒ ዝደሊ ንህይወቱ ይኽሓድ፤ መስቀሉ ኣልዒሉ ድማ ይከተለኒ።


ዕሽነት እግዚኣብሄር መሲሉ ዝረአ፥ ካብ ጥበብ ሰብ ይበልፅ እዩሞ፤ ድኻም እግዚኣብሄር መሲሉ ዝረአ ኸዓ፥ ካብ ሓይሊ ሰብ ይብርትዕ እዩሞ።


እግዚኣብሄር፥ ንጥበበኛታት ምእንቲ ኸሕፍር፥ ናይ ዓለም ዕሽነት ዝኾነ ነገር መረፀ፤ ንሓያላት ምእንቲ ኽሕፍር ከዓ፥ እግዚኣብሄር ናይ ዓለም ድኹም ዝኾነ ነገር መረፀ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos