Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 36:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ንሳቶም ከዓ ነቲ ደቂ እስራኤል ንስራሕ መቕደስ ኢሎም ዘምፅእዎ ዅሉ ውህብቶ፥ ክሰርሑሉ ኻብ ሙሴ ተቐበሉ። ንሳቶም ድማ፥ ነቲ ብድሌት ዝህብዎ ውህብቶ፥ ንግሆ ንግሆ የምፅእዎ ነበሩ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 36:3
11 Referencias Cruzadas  

ነቶም ዓመፀኛታት፥ ካብ ከተማ እግዚኣብሄር ምእንቲ ኸጥፍኦም፥ ንዅሎም ሓጢኣተኛታት ምድሪ ድማ ኣንጊሀ ኽቐትሎም እየ።


ኦ ጐይታ፥ ብጊሓት ድምፀይ ክትሰምዕ ኢኻ፤ ኣንጊሀ ኣብ ቅድሜኻ ኽቐውም እየ፤ ክፅበውን እየ።


እቶም ኣሕሉቕ ድማ ኦኒክስን፥ ኣብ ኤፉድን ኣብ ሳንቃ ኣፍ ልቢ ዝዛነቕ ክቡር ኣእማንን፥


ነፍሲ ወከፍ ሰብኣይን ሰበይትን ደቂ እስራኤል፥ ነቲ እግዚኣብሄር ክግበር ኢሉ ብሙሴ ዝኣዘዞ፥ ልቡ ዝፈቐዶ ብፍታዉ ንእግዚኣብሄር መባእ ኣምፅአ።


ሙሴ ድማ ንባስልኤልን ንኤልያብን፥ ንዅሎም እቶም መፂኦም ነዝ ስራሕ እዙይ ክሰርሑ ድሌት ዘለዎምን፥ እግዚኣብሄር ጥበብ ዘሕደረሎም ክኢላታት ሰባትን ፀውዐ።


እቶም ንዅሉ ስራሕ መቕደስ ዝሰርሑ ዝነበሩ ዅላቶም ጥበበኛታት፥ ነፍሲ ወከፎም ካብቲ ዝሰርሑዎ ዝነበሩ ስራሖም ናብ ሙሴ መፂኦም፦


ነገስታት ብኣይ ይነግሱ፤ መሳፍንቲ ብኣይ ቅኑዕ ሕጊ ይሕግጉ።


ንድኹም ብቓል ምፅንናዕ ምእንቲ ኽፈልጥስ፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ምሁራት ኣንደበት ሃበኒ። ንግሆ ንግሆ የንቅሐኒ፤ ከም ተምሃሮ ምእንቲ ኽሰምዕስ ንእዝነይ የንቅሖ።


ኣቱም ቤት ዳዊት፥ ብሰንኪ ኽፉእ ግብርኹም፥ ቍጥዓይ ከም ሓዊ ኸይእጐድ፥ ዘጥፍኦ ኽሳዕ ዝስእን ከዓ ኸይነድድስ፥ ኣንጊህኹም ፍትሒ ግበሩ፤ ነቲ ዝተዘምተውን ካብ ኢድ ዓማፂኡ ኣናግፍዎ፤ ይብል እግዚኣብሄር።


መባኵዕቲ ዘለዎ መስዋእቲ ምስጋና ኸዓ ኣቕርቡ። ብፍቓድኩም ንተቕርብዎ ውህብቶ ኣውጁን ኣውርዩን፤ ይብል ጐይታ እግዚኣብሄር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos