Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 30:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ብወርቂ ጌርካ ኽልተ ቐለበት ስራሕ፤ መፆሪ ምእንቲ ክኸውን ብኽልተ ጐድኑ ኣብ ትሕቲ እቲ መኽፈፊኡ ግበሮ። እወ፥ እቲ መፆሪ ኣብኡ ምእንቲ ኽኣቱ ኣብ ክልተ ወሰን ግበሮ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 30:4
8 Referencias Cruzadas  

ኣርባዕተ ቐለበት ወርቂ ኣፍሲስካ ድማ ኽልተ ቐለበት ብሓደ ገፁ፥ ክልተ ቐለበት ከዓ ብኻልኣይ ገፁ፥ ኣብ ኣርባዕተ እግሩ ግበረሉ።


እቲ ታቦት ብእኡ ምእንቲ ኽፅወር ነቲ መፆሪ ናብቶም ኣብ ጐኒ ታቦት ዘለዉ ቐለበታት ኣእትዎ።


እቲ ጠረጴዛ ዝፅወረሉ መፃውር ምእንቲ ኽኣትዎ እቲ ቐለበታት ኣብ ጥቓ እቲ ኽባስ ይኹን።


ነቲ ሉሕ ብወርቂ ለብጦ፤ ነቲ ወርወር ዝኣትዎ ቐለበታቱ ኸዓ ብወርቂ ስርሓዮ። ነቲ ወርወርውን ብወርቂ ለብጦ።


ብነሃስ ዝተሰርሐ ኸም መንፊት ዝበለ መጋረዲ ግበረሉ፤ ነቲ መንፊት ከዓ ኣብ ኣርባዕተ መኣዝኑ ኣርባዕተ ቐለበት ነሃስ ግበረሉ።


ነቲ መሰውኢ ምፅዋሩ ምእንቲ ኽምቹ፥ ነቲ መፃውር ብኽልተ ወገኑ ናብቲ ቐለበታት ኣእትዎ።


ብላዕላዩን ብዅሉ ወገኑን ምስ ኣቕርንቱ፥ ብፅሩይ ወርቂ ለብጦ። ነቲ ጠርዙ ድማ ብወርቂ ጌርካ ኽፈፎ።


ነቲ መፆሪ ብዕንፀይቲ ሰራው ጌርካ ስርሓዮ፤ ብወርቂ ኸዓ ለብጦ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos