Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 30:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ነቲ ቤዛ ነፍሲ ዝኽፈል ገንዘብ፥ ካብ ደቂ እስራኤል ተቐቢልካ፥ ንኣገልግሎት እቲ መራኸቢ ድንኳን ኣውዕሎ። እዝ ገንዘብ እዙይ ከዓ፥ ኣነ ምእንቲ ኽሕልዎም፥ ኣብ ቅድመይ ንመዘከርታ ደቂ እስራኤል ክኸውን እዩ።”

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 30:16
9 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ንጉስ ኢዮስያስ ንሊቀ ካህናት ዮዳሄ ፀዊዑ “ስለ ምንታይ ኢኻ እቲ ባርያ እግዚኣብሄር ሙሴ፥ ንህዝቢ እስራኤል ነታ መራኸቢ ድንኳን ኣገልግሎት ዝሓገገላ ግብሪ፥ ካብ ይሁዳን ካብ ኢየሩሳሌምን ከምፅኡ ነቶም ሌዋውያን ዘየለዓዓልካዮም?” በሎ።


ነዛ መዓልቲ እዚኣ ዘክርዋ፤ ንኣይ ንኽብሪ እግዚኣብሄር ኣብዕልዋ፤ ሕጊ ዘለኣለም ጌርኩምውን ንውሉድ ወለዶ ኣብዕልዋ።


ቤዛ ነፍስኹም ንእግዚኣብሄር መባእ ክትህቡ እንተለኹም፥ ሃብታም ካብ ሽዱሽተ ግራም ብሩር ኣየብዝሕ፥ ድኻውን ኣየውሕድ።


እግዚኣብሄር ድማ ንሙሴ ኸምዙይ በሎ፦


ካብ ዘርኢ ኣሮን ዘይኮነ ጓና ሰብ ክዓጥን ኢሉ ናብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣይቕረብ። እንተ ቐረበ ግና ኸም ቆሬን ከም ሰዓብቱን ክኸውን እዩ። እዙይ ንደቂ እስራኤል መዘከርታ ይኹን። እዝ ዅሉ ኸምቲ እግዚኣብሄር ብኢድ ሙሴ ገይሩ ዝኣዘዞ እዩ።


ሙሴን ካህን ኣልኣዛርን ነቲ ወርቂ ኻብ ኣሕሉቕ ሽሕን ኣሕሉቕ ሚእትን ወሲዶም፥ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ንመዘከርታ ደቂ እስራኤል ክኸውን፥ ናብቲ መራኸቢ ድንኳን ኣእተውዎ።


ሕብስቲ ኣልዒሉ ድማ ኣመስጊኑ ቘሪሱ፥ “እዙይ ምእንታኻትኩም ዝወሃብ ስጋይ እዩ፤ ንመዘከርታይ ግበርዎ” እናበለ ሃቦም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos