Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 29:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኣብ ሓደ መሶብ ኣንብሮ፤ በቲ መሶብ ጌርካ ምስቲ ዝራብዕን ምስቶም ክልተ ማጓሉን ኣቕርቦ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 29:3
6 Referencias Cruzadas  

መባዅዕቲ ዘይተሓወሶ ልሑም ሕሩጭ ስርናይ ጌርካ እንጀራን፥ ብዘይቲ ዝተለወሰ ቕጫን፥ ዘይቲ ዝተለኸየ ረቀቕቲ ቕጫታትን ሰንክት።


“ንኣሮንን ንደቁን ናብቲ መራኸቢ ድንኳን ኣቕርቦም፤ ብማይ ድማ ሕፀቦም።


“ንኣሮንን ንደቁን ናብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ውሰዶም። ኣልባስን መቕብኢ ዘይትን፥ እቲ ምእንቲ ሓጢኣት ዝስዋእ ዝራብዕን፥ እቶም ክልተ ማጓሉን፥ እቲ ቕጫ ዝሓዘ መሶብን ድማ ተማላእ፤


ካብቲ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዝነበረ ዘይበዅዐ ቕጫ ዝሓዘ መሶብ ድማ፥ ሓደ ቕጫን ሓደ ብዘይቲ ዝተሰንከተ ሕብስትን ሓደ ረቂቕ ቅጫን ወሲዱ ኣብ ልዕሊ እቲ ስብሕን የማነይቲ እግርን ኣንበሮ።


ሙሴ ድማ ንኣሮንን ንደቁን “ከምቲ እግዚኣብሄር ነቲ ስጋ፥ ‘ኣሮንን ደቁን ይብልዕዎ’ ኢሉ ዝኣዘዞ፥ ኣብ ኣፍ ደገ እቲ መራኸቢ ድንኳን ኴንኩም ኣብስልዎ እሞ፥ በቲ ኣብ ምቕባል ክህነት ዝቐርብ መሶብ ዘሎ ሕብስቲ ጌርኩም ኣብኡ ብልዕዎ።


ነቲ ማጕላ ድማ ምስቲ ኣብ መሶብ ዘሎ ዘይበዅዐ እንጀራ ንእግዚኣብሄር መስዋእቲ ምስጋና ገይሩ ይሰውኣዮ፤ ምስኡ ኸዓ መስዋእቲ እኽልን መስዋእቲ መስተን ይሰውእ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos