10 ከከም ኣወላልዳኣቶም ጌርካ፥ ናይቶም ሽዱሽተ ስም ኣብ ሓደ እምኒ፥ ናይቶም ዝተረፉ ሽዱሽተ ስም ድማ ኣብ ሓደ እምኒ ቕረፆ።
እቶም ኣሕዋት ካብ በዅሪ ኽሳዕ እቲ ምንኣስ ኵሎም፥ ከከም ዕድመኣቶም ኣብ ቅድሚ ዮሴፍ ኣብ ማእዲ ተቐመጡ፥ ኣቀማምጣኣቶም ሪኦም ከዓ ንስንሳቶም ብምድናቕ ተጠማመቱ።
ከምቲ ቐራፅ እምኒ፥ ማሕተም ክቐርፅ እንተሎ ዝገብሮ ጌርካ፥ ኣብ ክልቲኡ እምኒ፥ ስም ደቂ ያእቆብ ቅረፅ። ነቲ እምኒ ኽሕዞ ኸዓ ብወርቂ ዝተሰርሐ ትንጎ ኣብ ዙርያኡ ግበረሉ።
“ክልተ እምኒ መረግድ ውሰድ እሞ፥ ናይቶም ዓሰርተ ኽልተ ደቂ ያእቆብ ስም ቅረፀሉ።