Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 27:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ነቲ መሰውኢ፥ ጓንጓ ጌርካ ብሉሕ ስርሓዮ። ከምቲ ኣብ እምባ ዘርአኹኻ ገይሮም ይስርሕዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 27:8
9 Referencias Cruzadas  

ዳዊት ድማ ንድፊ ናይቲ ገበላ ቤተ መቕደስን ህንፃታቱን መዛግብቱን ደርብታቱን ውሽጣዊ ኽፍልታቱን እቲ ስርየት ሓጢኣት ዝርከበሉ ቦታኡን ንወዱ ሰሎሞን ሃቦ።


ዳዊት ከዓ “ከምቲ ባዕሉ እግዚኣብሄር ዝኣዘዘኒ ኣብ ግብሪ ምእንቲ ኸውዕሎ ናይዚ ዅሉ ነገር እዙይ ንድፊ ተፅሒፉ መፀኒ” በለ።


ከምቲ ኣብቲ እምባ ዘርአኹኻ ምስሊ ጌርካ ብጥንቃቐ ስርሓዮ።


ነቲ ድንኳንን ነቲ ኣቑሑኡን ከምቲ ኣነ ዘርእየካ ጌርካ ስርሓዮ።


“ኣቦታትና ኣብ ምድረ በዳ፥ ናይ ምስክር ድንኳን ነበረቶም፤ ንሳ ኸዓ እታ እግዚኣብሄር ንሙሴ፥ ከምታ ዝረአያ ምስሊ ገይሩ ኽሰርሓ ዝኣዘዞ እያ።


እዚኣቶም ንምስልን ፅላሎትን፥ ናይቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ መቕደስ ዘገልግሉ እዮም። ስለዙይ ከዓ እዩ ንሙሴ ድንኳን ክገብር እንተሎ፥ “ኵሉ ኸምታ ኣብ እምባ ዝረአኻያ ምስሊ ጌርካ ተጠንቂቕካ ስራሕ” ዝበሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos