Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 27:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 “ብወርዱ ነቲ ቕፅሪ፥ ብወገን ምዕራብ፥ ዕስራን ሰለስተን ሜትር ዝምንዋሑ መጋረጃታት ስርሐሉ። ዓሰርተ መርገፂ ዘለዎ ዓሰርተ ኣዕምዲ ድማ ስርሐሉ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 27:12
4 Referencias Cruzadas  

ኣብ ትሕቲ እቲ ዕስራ ሉሕ፥ ብብሩር ጌርካ ኣርብዓ መርገፂ ስራሕ። ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ጉጭ ዘለዎ ሉሕ ክልተ መርገፂ ግበረሉ።


ከምኡ ድማ ብወገን ሰሜን ሚእቲ እመት ዝምንዋሑ መጋረጃታት ስርሐሉ። ብነሃስ ዝተሰርሐ ዕስራ መርገፂ ዘለዎ፥ ዕስራ ኣዕማድ ድማ ስርሐሉ። ናይቲ ኣዕማድ መሰቓቐልን ዘንግታትን ከዓ ብሩር ይኹን።


ስፍሓት እቲ ቕፅሪ፥ ብቕድሚት ብወገን ምብራቕ፥ ዕስራን ሰለስተን ሜትር ይኹን።


መጋረጃታት ቅፅርን መጋረጃ ኣፍ ደገ እቲ ኣብ ዙርያ ድንኳንን መሰውእን ዘሎ ቕፅርን ኣግማድን ምስ ኵሉ ኣቑሑኡን ምሕላው እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos