11 ከምኡ ድማ ብወገን ሰሜን ሚእቲ እመት ዝምንዋሑ መጋረጃታት ስርሐሉ። ብነሃስ ዝተሰርሐ ዕስራ መርገፂ ዘለዎ፥ ዕስራ ኣዕማድ ድማ ስርሐሉ። ናይቲ ኣዕማድ መሰቓቐልን ዘንግታትን ከዓ ብሩር ይኹን።
ብነሃስ ዝተሰርሐ ዕስራ መርገፂ ዘለዎ፥ ዕስራ ኣዕምዲ ስርሐሉ። ናይቲ ኣዕምዲ መሰቓቐልን ዘንግታትን ብብሩር ይኹን።
“ብወርዱ ነቲ ቕፅሪ፥ ብወገን ምዕራብ፥ ዕስራን ሰለስተን ሜትር ዝምንዋሑ መጋረጃታት ስርሐሉ። ዓሰርተ መርገፂ ዘለዎ ዓሰርተ ኣዕምዲ ድማ ስርሐሉ።