Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 27:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ብነሃስ ዝተሰርሐ ዕስራ መርገፂ ዘለዎ፥ ዕስራ ኣዕምዲ ስርሐሉ። ናይቲ ኣዕምዲ መሰቓቐልን ዘንግታትን ብብሩር ይኹን።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 27:10
7 Referencias Cruzadas  

ከምኡ ድማ ብወገን ሰሜን ሚእቲ እመት ዝምንዋሑ መጋረጃታት ስርሐሉ። ብነሃስ ዝተሰርሐ ዕስራ መርገፂ ዘለዎ፥ ዕስራ ኣዕማድ ድማ ስርሐሉ። ናይቲ ኣዕማድ መሰቓቐልን ዘንግታትን ከዓ ብሩር ይኹን።


“ነቲ ድንኳን ቕፅሪ ግበረሉ። ብወገን ደቡብ ነቲ ቕፅሪ ብዝተፍሓሰ ሃሪ ጌርካ ሚእቲ እመት ዝምንዋሑ መጋረጃታት ግበረሉ።


ነቲ ሓሙሽተ ኣዕምዱ ድማ፥ ምስ መሰቓቐሊኡ ገበርዎ። ነቲ ጕልላቱን ዘንግታቱን ብወርቂ ለበጥዎ። እቲ ሓሙሽተ ኣእጋሩ ኸዓ ነሃስ ነበረ።


ብነሃስ ዝተሰርሐ ዕስራ መርገፂ ዘለዎ ዕስራ ኣዕምዲ ገበረ፤ ናይቶም ኣዕማድ መሰቓቐልን ዘንግታትን ብብሩር ዝተሰርሐ ነበረ።


ኣእጋር ቅፅርን መርገፂ ኣፍ ደገ ቅፅርን፥ ኵሉ ሽኻላት ድንኳንን ኵሉ ሽኻላት ቅፅርን ሰርሐ።


እተን ኣዕምዲ ኽልቲአን ማዕረ ነበራ። ቁመተን ዓሰርተ ሸሞንተ እመት፥ ዙርያአን ዓሰርተ ኽልተ እመት ነበራ። ውሽጠን ጓንጓ እቲ ዝተሰርሐሉ ሓፂን ከዓ ምርጓዱ ኣርባዕተ ኣፃብዕቲ ነበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos