Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 26:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ኣብ ወሰና ወሰን እቲ ብሓደ ዝተላገበ ዓለባ፥ ብሰማያዊ ፈትሊ ቐለበታት ግበር። ኣብ ወሰና ወሰን እቲ ዝተላገበ ኻልኣይ ዓለባ ኸዓ ኸምኡ ግበር።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 26:4
5 Referencias Cruzadas  

ነቲ ሓሙሽተ ዓለባታት ብሓደ ኣላግቦ፤ ነቲ ኻልእ ሓሙሽተ ዓለባታትውን ብሓደ ኣላግቦ።


ኣብቲ ሓደ ዓለባ ሓምሳ ቐለበት ግበር። ኣብ ወሰና ወሰን እቲ ዝተላገበ ኻልኣይ ዓለባ ኸዓ ሓምሳ ቐለበት ግበር። እቲ ቐለበታት ንስንሳቱ መረኣእይቲ ይኹን።


ኣብቲ ቐዳማይ ዝተጋጠመ፥ ኣብ ጠርዚ እቲ ወሰናይ ዓለባ፥ ሓምሳ ቐለበታት ገበሩ። ኣብቲ ኻልኣይ ዝተጋጠመ ኸዓ፥ ኣብ ጠርዚ እቲ ወሰናይ ዓለባ፥ ሓምሳ ቐለበታት ገበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos