Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 26:27 - መፅሓፍ ቅዱስ

27 ሓሙሽተ ወርወር ብኻልኣይ ወገን እቲ ድንኳን ንዘሎ ሉሕ፥ ሓሙሽተ ወርወር ብድሕሪ እቲ ድንኳን ብወገን ምዕራብ ንዘሎ ሉሕ ግበር።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 26:27
3 Referencias Cruzadas  

“ብዕንፀይቲ ሰራው ጌርካ ወርወር ስራሕ፤ ሓሙሽተ ወርወር ብሓደ ወገን እቲ ድንኳን ንዘሎ ሉሕ፥


እቲ ኣብ ማእኸል ሉሕ ዘሎ ወርወር፥ ካብቲ ሓደ ወሰን ክሳዕ እቲ ኻልኣይ ወሰን ይሕለፍ።


ብድሕሪኡ ብወገን ምዕራብ ድንኳን፥ ሽዱሽተ ሉሕ ገበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos