Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 26:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 ሸሞንተ ሉሕን ብብሩር ዝተሰርሐ ዓሰርተ ሽዱሽተ መርገፅን ግበር፤ ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ሉሕ፥ ከክልተ መርገፂ ግበር።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 26:25
5 Referencias Cruzadas  

ኣብ ትሕቲ እቲ ዕስራ ሉሕ፥ ብብሩር ጌርካ ኣርብዓ መርገፂ ስራሕ። ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ጉጭ ዘለዎ ሉሕ ክልተ መርገፂ ግበረሉ።


እዙይ ካብ ታሕቲ ጀሚሩ ድርብ ይኹን፤ ክሳዕ ላዕሊ፥ ክሳዕ እቲ ቐዳማይ ቀለበት ብምሉኡ ኸምኡ ይኹን። ኣብ ክልቲኡ መኣዝን ከምኡ ይኹን።


“ብዕንፀይቲ ሰራው ጌርካ ወርወር ስራሕ፤ ሓሙሽተ ወርወር ብሓደ ወገን እቲ ድንኳን ንዘሎ ሉሕ፥


እቲ ሉሓት ሸሞንተ፥ እቲ ብብሩር ዝተገብረ ኣእጋር ከዓ፥ ኣብ ትሕቲ ሓደ ሉሕ ክልተ እግሪ፥ ዓሰርተ ሽዱሽተ እግሪ ነበረ።


ካብቲ ብሩር፥ ንሓደ መርገፂ ሰላሳን ኣርባዕተን ኪሎ ግራም ብምፍሳስ፥ ነቲ ድንኳንን ነቲ መጋረጃታትን ዝኸውን፥ ሚእቲ መርገፂ፥ ሰለስተ ሽሕን ኣርባዕተ ሚእትን ኪሎ ግራም ብሩር ወድአ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos