Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 26:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 ብድሕሪ እቲ ድንኳን፥ ማለት ብወገን ምዕራቡ ሽዱሽተ ሉሕ ግበር።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 26:22
4 Referencias Cruzadas  

“ነቲ ድንኳን ድማ ኻብ ዕንፀይቲ ሰራው ዝተፀርበ ደው ዝብል ሉሕ ግበረሉ።


ኣብ ትሕቲ ነፍሲ ወከፍ ሉሕ ዝኸውን፥ ብብሩር ጌርካ፥ በብኽልተ፥ ኣርብዓ መርገፂ ስራሕ።


ነቲ ድንኳን ብወገን ድሕሪቱ ንመኣዝን ዝኸውን ክልተ ሉሕ ግበረሉ።


ብድሕሪኡ ብወገን ምዕራብ ድንኳን፥ ሽዱሽተ ሉሕ ገበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos