Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 22:13 - መፅሓፍ ቅዱስ

13 ኣራዊት እንተ በልዖ ኸዓ፥ ንምስክር ክኾኖ ኻብቲ ተረፍ ኣራዊት የምፅእ፤ ክትክእ ግና ግድን ኣይኮነን።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 22:13
6 Referencias Cruzadas  

ካብ ኢዱ እንተ ተሰርቀ ግና፥ ነቲ በዓል ዋና ይተክአሉ።


“ሓደ ሰብ ካብ ብፃዩ ዝኾነ እንስሳ እንተ ለመነ፥ ዋናኡ ኣብ ዘይብሉ ድማ እንተ ተሰብረ ወይ እንተ ሞተ፥ ይኽሓሶ።


ሽዑ ኣነ፥ “ወዮ፥ ኣታ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፥ እንሆ፥ ነፍሰይ ከቶ ኣይረኸሰትን፤ ካብ ንእስነተይ ጀሚረ ኽሳዕ ሎሚ ዝሐለቐን ኣራዊት ዝቐተሎን ኣይበላዕኹን፤ ርኹስ ስጋ ድማ ኣብ ኣፈይ ከቶ ኣይኣተወን” በልኩ።


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ጓሳ ኻብ ኣፍ ኣንበሳ፥ ክልተ እግሪ ወይ ሓንቲ ቍራፅ እዝኒ ኸም ዘናግፍ፥ ከምኡ ኻብቶም ኣብ ሰማርያ ኣብ ልዕሊ ጫፍ ዓራቶም፥ ኣብ ደማስቆውን ኣብ ምንፃፎም ዝተቐመጡ ደቂ እስራኤል ክድሕኑ እዮም።


እቲ ተረፍ ያእቆብ ከዓ ኣብ መንጎ ኣህዛብን፥ ኣብ መንጎ ብዙሓት ህዝብታትን ከም ኣንበሳ፥ ኣብ ማእኸል እንስሳትን፥ ኣብ ማእኸል መጓሰ ኣባጊዕን፥ ሓሊፉ ከም ዝረጋግፅ፥ ዘናግፍ ከዓ ዘየለ ከም ዝምንጥል፥ ከም ሽደን ኣንበሳ ክኸውን እዩ።


ኣንበሳ ንዀራዅሩ ዝኣኽሎም መንዝዐ፤ ንዋዕሮታቱውን ሰባበረለን፤ በዓትታቱ ብግዳዩ፥ ንጕድጓዱ ኸዓ ብዝዘረፎ መልአ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos