Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 21:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 “እቲ ኣገልጋሊ ግና፥ ‘ጐይታይን ሰበይተይን ደቀይን እፈቱ እየ፤ ሓራ ኣይወፅእን’ እንተበለ፥

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 21:5
5 Referencias Cruzadas  

ጐይታኡ ሰበይቲ እንተ ሃቦ፥ ንሳ ድማ ኣወዳትን ኣጓላትን እንተ ወለደትሉ፥ እታ ሰበይትን ደቃን ንጐይታኦም ይኹኑ፤ ንሱ በይኑ ሓራ ይውፃእ።


ሽዑ እቲ ጐይታኡ ናብ ቅድሚ ፈረድቲ የቕርቦ፤ ኣብ ማዕፆ ወይ ኣብ ልዳት ኣቕሪቡ ኸዓ እዝኑ ብመስፈ ይስቈሮ፤ ክሳዕ ሕልፈቱ ኸዓ ይግዝኣዮ።


ኦ እግዚኣብሄር ኣምላኽና፥ ብዘይ ንስኻ፥ ካልኦት ጐይቶት ገዚኦምና ነይሮም፤ ንሕና ግና ስምካ ጥራሕ ኢና እንዝክር።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos