Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 21:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ጐይታኡ ሰበይቲ እንተ ሃቦ፥ ንሳ ድማ ኣወዳትን ኣጓላትን እንተ ወለደትሉ፥ እታ ሰበይትን ደቃን ንጐይታኦም ይኹኑ፤ ንሱ በይኑ ሓራ ይውፃእ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 21:4
4 Referencias Cruzadas  

ሶራ ኸዓ ንኣብራም “እንሆ፥ ኣነ ኸይወልድ እግዚኣብሄር ከሊኡኒ እዩ፤ ምናልባሽ ብኣኣ ውሉድ እንተ ረኸብኩ፥ በይዛኻ ናብታ ግዝእተይ እቶ” በለቶ። ኣብራም ድማ ንቓል ሶራ ሰምዐ።


ኣብ ገዛኻ ዝተወልደን ብገንዘብካ ዝተዓደገን ግድን ይገረዝ። እዙይ ኣብ ስጋኹም ዝፍፀም ኪዳን ናይ ዘለኣለም ኪዳነይ ክኸውን እዩ።


በይኑ እንተ መፂኡ፥ በይኑ ሓራ ይውፃእ። ምስ ሰበይቱ እንተ መፂኡ፥ እታ ሰበይቱውን ምስኡ ሓራ ትውፃእ።


“እቲ ኣገልጋሊ ግና፥ ‘ጐይታይን ሰበይተይን ደቀይን እፈቱ እየ፤ ሓራ ኣይወፅእን’ እንተበለ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos