Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 21:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ነታ ጥንስቲ ኸቢድ ጕድኣት እንተ በፅሓ ግና ነፍሲ፥ ክንዲ ነፍሲ፥

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 21:23
4 Referencias Cruzadas  

ሰብ፥ ኣካል ብፃዩ እንተጕደለ፥ ከምቲ ንሱ ዝገበሮ ይግበርዎ፤


መስበርቲ፥ ክንዲ መስበርቲ፤ ዓይኒ፥ ክንዲ ዓይኒ፤ ስኒ፥ ክንዲ ስኒ ይኹን። ከምቲ ንሱ ንሰብ ዘጕደሎ፥ ንእኡ ድማ ኸምኡ ይግበርዎ።


ካብቲ ሞት ዝግብኦ ቐታሊ ሰብ ጋር ነፍሲ ኣይትቀበሉ፤ ይሙት ደኣ እምበር ኣይትቀበሉ።


ነፍሲ፥ ክንዲ ነፍሲ፥ ዓይኒ፥ ክንዲ ዓይኒ፥ ስኒ፥ ክንዲ ስኒ፥ ኢድ፥ ክንዲ ኢድ፥ እግሪ፥ ክንዲ እግሪ ፍደይዎ እምበር ኣይተናሕስዩ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos