Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 21:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 “ሰባት እንተ ተበኣሱ ጥንስቲ ሰበይቲ ኸዓ እንተ ደፍኡ፥ እሞ ጥንሳ እንተ ኸደ፥ ካልእ ጕድኣት ከዓ እንተ ዘይብላ፥ እቲ ዝበደለ፥ ሰብኣይ ነታ ሰበይቲ ዝመደቦሞ ፈረድቲ ኸዓ ዘፅንዕዎ ኻሕሳ ይኽፈል።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 21:22
3 Referencias Cruzadas  

‘ጋር ነፍሲ ጥራሕ ክፈለና’ እንተ በልዎ ግና፥ ከምቲ ዝመደቡሉ ጋር ነፍሲ ይኽፈል።


“ኣብተን እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ዝህበኩም ኵለን ከተማታትኩም ንነገዳትኩም ፈራዶን ኣሕሉቕን ሹሙ። ንህዝቢ ኸዓ ቕኑዕ ፍርዲ ይፍረዱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos