21 ንሓንቲ ወይ ንኽልተ መዓልቲ እንተይሞተ እንተ ፀንሐ ግና፥ ድሮ እውን ብገንዘቡ ዝዓደጎ እዩ እሞ ኣይቀፃዕ።
“ሰብ ንኣገልጋሊኡ ወይ ንግዝእቱ ብበትሪ ወቒዑ ኣብ ኢዱ እንተ ሞተ፥ ይቀፃዕ።