Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 21:18 - መፅሓፍ ቅዱስ

18 “ክልተ ሰባት እንተ ተበኣሱ፥ እቲ ሓደ ንብፃዩ ብእምኒ ወይ ኢዱ ጨቢጡ እንተ ወቕዖ፥ እሞ እንተ ዘይሞተ፥ ግና ሓሚሙ ኣብ ዓራት እንተ ደቀሰ፥

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 21:18
8 Referencias Cruzadas  

ኣነ ገረድካ ኸዓ ኽልተ ኣወዳት ነበሩኒ፤ ንሳቶም ኣብ ማእኸሎም ኮይኑ ዘገላግሎም ኣብ ዘይብሉ በረኻ ተባኢሶም፥ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ወቒዑ ቐተሎ።


ንፅባሒቱ ድማ ወፀ፤ እንሆ ዕብራውያን ዝኾኑ ኽልተ ሰብኡት ክበኣሱ እንተለዉ ረአየ። ነቲ ዝዕምፅ ዝነበረ ኸዓ “ስለ ምንታይ ንሓውካ ትወቕዖ?” ኢሉ ጠየቖ።


“ነቦኡ ወይ ንኖኡ ዝፀረፈ፥ ይቀተል።


በትሩ ተመርኲሱ ኸዓ፥ ንደገ ኽወፅእ እንተ ኸኣለ፥ እቲ ዝወቕዖ ሓራ እዩ። ናይቲ ስራሕ ዘብኰሮ ጊዜ ጥራሕ ይኽሓሶ፤ ፈፂሙ ኽሳዕ ዝሓዊ ኸዓ ይከናኸኖ።


“ሰብ ንኣገልጋሊኡ ወይ ንግዝእቱ ብበትሪ ወቒዑ ኣብ ኢዱ እንተ ሞተ፥ ይቀፃዕ።


“ሰባት እንተ ተበኣሱ ጥንስቲ ሰበይቲ ኸዓ እንተ ደፍኡ፥ እሞ ጥንሳ እንተ ኸደ፥ ካልእ ጕድኣት ከዓ እንተ ዘይብላ፥ እቲ ዝበደለ፥ ሰብኣይ ነታ ሰበይቲ ዝመደቦሞ ፈረድቲ ኸዓ ዘፅንዕዎ ኻሕሳ ይኽፈል።


“ክልተ ሰባት ንስንሳቶም እንተ ተበኣሱ፥ ሰበይቲ እቲ ሓደ ኸዓ፥ ንሰብኣያ ኻብ ኢድ እቲ ዝወቕዖ ኽተድሕኖ ኢላ፥ ሓፍረት እቲ መባእስቱ እንተ ሓዘት፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos