13 ንፅባሒቱ ድማ ወፀ፤ እንሆ ዕብራውያን ዝኾኑ ኽልተ ሰብኡት ክበኣሱ እንተለዉ ረአየ። ነቲ ዝዕምፅ ዝነበረ ኸዓ “ስለ ምንታይ ንሓውካ ትወቕዖ?” ኢሉ ጠየቖ።
ንሱ ኸዓ “ኣነ ዕብራዊ እየ፤ ነቲ ባሕርን ንቑፅ የብስን ዝፈጠረ፥ ንኣምላኽ ሰማይ እግዚኣብሄር ዘምልኽ እየ” በሎም።