Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 19:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 ሙሴ ድማ ናብቶም ህዝቢ ወሪዱ ነዙይ ነገሮም።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 19:25
3 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ከዓ “ኪድ ውረድ እሞ ንኣሮን ምሳኻ ሒዝካዮ ደይብ። እቶም ካህናትን ህዝብን ግና ምእንቲ ኸየጥፍኦም፥ ናባይ ናብ እግዚኣብሄር ክድይቡ ኢሎም ወሰን ከይጥሕሱ ኸልክሎም” በሎ።


እግዚኣብሄርውን ነዝ ዅሉ ቓል ከምዙይ ኢሉ ተዛረበ፦


ሽዑ ሓዊ ፈሪሕኹም ናብቲ እምባ ስለ ዘይደየብኩም፥ እቲ እግዚኣብሄር ዝተዛረቦ ምእንቲ ኽነግረኩም፥ ኣብ መንጎ እግዚኣብሄርን ኣብ መንጎኻትኩምን ቆምኩ። እግዚኣብሄር ከዓ ኸምዙይ በለ፦


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos