5 እቲ ብሻድሸይቲ መዓልቲ ዝእክብዎ ግና ዕፅፊ እቲ ንሓደ መዓልቲ ዝእክብዎ ይኹን” በሎ።
ሙሴን ኣሮንን ድማ ንዅሎም ደቂ እስራኤል “እግዚኣብሄር ካብ ምድሪ ግብፂ ኸም ዘውፅአኩም ሎሚ ምሸት ክትፈልጡ ኢኹም።