Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 15:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 የማነይቲ ኢድካ ዘርጋሕኻ፤ ምድሪ እውን ወሓጠቶም።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 15:12
3 Referencias Cruzadas  

ብማእኸል መከራ እኳ እንተ ኸድኩ፥ ንስኻ ህያው ትገብረኒ፤ ኣብ ልዕሊ ቝጥዓ ፀላእተይ ኢድካ ትዝርግሕ፤ የማነይቲ ኢድካውን ክተድሕነኒ እያ።


ኦ ጐይታ፥ የማነይትኻ ብሓይላ ኸበረት፤ ኦ ጐይታ፥ የማነይትኻ ንፀላኢ ቐጥቀጠቶ።


ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ እግዚኣብሄር ዝሓሰቦ ሓሳብ እዙይ እዩ፦ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣህዛብ ዝተዘርግሐት ኢድውን እዚኣ እያ።”


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos