Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 12:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 እቶም ስድራ ሓደ በጊዕ በሊዖም ክውድኡ ዘይኽእሉ ውሑዳት እንተ ኾይኖም፥ ምስቲ ዝቐረበ ጐረቤቶም ኮይኖም ሓደ በጊዕ ይውሰዱ። እቶም ሰባት ይቈፀሩ፤ ነፍሲ ወከፍ ዝበልዖ መጠን ተመቒሉ ኸዓ ነቲ በጊዕ ሓቢሮም ይብልዕዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 12:4
4 Referencias Cruzadas  

ኣነ ሎሚ ወዲ ሰማንያ ዓመት እየ፤ ኣብ መንጎ ፅቡቕን ክፉእን ክፈሊ ኣይክእልን እየ፤ ጣዕሚ ዝበልዖ ኾነ ዝሰትዮ ኣይፈልጥን እየ፤ ድምፂ ዝደርፉን ዝደርፋን ኣይሰምዕን እየ፤ ደጊምከ ስለ ምንታይ ኣገልጋሊኻ ንጐይታይ ንጉስ ሸኽሚ ዝኾነካ?


ንዅሉ ህዝቢ እስራኤል ከዓ ኸምዙይ ኢልኩም ንገርዎ፦ ብዓስረይቲ መዓልቲ ናይዛ ወርሒ እዚኣ፥ ነፍሲ ወከፍ ኣቦ ስድራ፥ ነንቤት ሓደ በጊዕ ይውሰድ።


እቲ እትመርፅዎ እንስሳ፥ ዓመት ዝገበረ፥ ነውሪ ዘይብሉ ተባዕታይ በጊዕ ወይ ጤል ይኹን።


እቶም ደቀ መዛሙርቱ ድማ፥ ከምቲ ኢየሱስ ዝኣዘዞም ገበሩ፤ ድራር ፋሲካውን ኣዳለዉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos