Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 12:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ካብኡ ድማ ኽሳዕ ንግሆ ሓደ እኳ ኣይተትርፉ። ክሳዕ ንግሆ ዝኾነ እንተ ተረፈ ግና ብሓዊ ኣቃፅልዎ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 12:10
9 Referencias Cruzadas  

ሙሴ ድማ “ሓደ እኳ ኻብኡ ንፅባሕ ኢሉ ኣየትርፍ” በሎም።


“እንስሳ ሓሪድካ ደም ክትስውአለይ እንተለኻ፥ ዝበዅዐ ነገር ምስኡ ኣይትሕወስ። “ስብሒ ናይቲ ንበዓለይ ዝተሰውአ፥ ክሳዕ ንግሆ ኣይሕደር።


ካብ ስጋ ናይቲ ኣብ ምቕባል ክህነት ዝሕረድ ማጕላ፥ ወይ ካብቲ ቕጫ ኽሳዕ ንፅባሒቱ ዝኾነ እንተ ተረፈ፥ ነቲ ተረፍ ብሓዊ ኣቃፅሎ፤ ቅዱስ እዩ እሞ ሰብ ኣይብልዓዮ።


“ንደም መስዋእተይ ምስ ዝበዅዐ እንጀራ ኣይትሰውኡ፤ ካብቲ ንበዓል ፋሲካ ዝተሓርደ መስዋእቲ ድማ ኽሳዕ ንግሆ ኣይሕደር።”


በታ እትስውኡላ መዓልትን ንፅባሒታን ይበላዕ። እቲ ኽሳዕ ሳልሰይቲ መዓልቲ ዝተረፈ ግና ብሓዊ ይቃፀል።


በታ መዓልቲ እቲኣ ይበላዕ፤ ካብኣ ሓደ እኳ ኽሳዕ ንፅባሒቱ ኣይትሕደጉ፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።


ካብኡ ኽሳዕ ንፅባሒቱ ሓደኳ ኣየሕድሩ፤ ዓፅሙ ኸዓ ኣይስበሩ። ከምቲ ዅሉ ሕጊ ዝእዝዞውን ፋሲካ ይግበሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos