8 ሽዑ ንሙሴን ንኣሮንን ናብ ፈርዖን መለስዎም። ንሱ ድማ “ኪዱ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ኣገልግሉ፤ እቶም ዝኸዱ ግና መነመን ከም ዝኾኑ ንገሩኒ” በሎም።
ሽዑ ፈርዖን ንሙሴን ንኣሮንን ቀልጢፉ ፀዊዑ፥ “ንእግዚኣብሄር ኣምላኽኩምን ንኣኻትኩምን በደልኩ።
ፈርዖን ድማ ንሙሴ ፀዊዑ “ኪዱ፥ ንእግዚኣብሄር ኣገልግሉ። ኣባጊዕኹምን እንስሳኹምን ጥራሕ ደኣ ይትረፋ እምበር፥ ኣንስትኹምን ቈልዑኹምን ምሳኻትኩም ይኺዱ” በሎ።
ፈርዖን ድማ ንሙሴን ንኣሮንን ብለይቲ ፀዊዑ “ንስኻትኩምን ደቂ እስራኤልን ተስኡ፤ ካብ ማእኸል ህዝበይ ውፁ። ከምቲ ዝበልኩምዎ ኺዱ፤ ንእግዚኣብሄር ኣገልግሉ።
ሽዑ እቲ ንጉስ ንሙሴን ንኣሮንን ፀዊዑ “ኪዱ፥ ኣብዛ ሃገር እዚኣ ዄንኩም ንኣምላኽኩም መስዋእቲ ሰውኡ” በሎም።
ሽዑ ፈርዖን ንሙሴን ንኣሮንን ፀዊዑ “ካባይን ካብ ህዝበይን ጭንቍራዕ ከርሕቐለይ ንእግዚኣብሄር ለምኑለይ። ኣነ ኸዓ ነቲ ህዝቢ ኸይዱ ንእግዚኣብሄር ምእንቲ መስዋእቲ ኸቕርብ ክሰዶ እየ” በሎም።
ናይ ኣምላኽ ነጐድጓድን በረድን በዚሑ እዩሞ፥ ናብ እግዚኣብሄር ፀልዩ፤ ክሰደኩም እየ፤ ደጊም ኣብዙይ ኣይትቕመጡን ኢኹም” በሎም።