Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዘፀኣት 1:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ካብ ኣብራኽ ያእቆብ ዝተወለዱ ዅላቶም ሰብዓ ነፍሲ ነበሩ። ዮሴፍ ግና ኣቐዲሙ ኣብ ግብፂ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ዘፀኣት 1:5
7 Referencias Cruzadas  

ዮሴፍ ምስ ኵሎም ቤተ ሰብ ኣቦኡ ኣብ ግብፂ ተቐመጠ። ዮሴፍ ክመውት እንተሎ ሚእትን ዓሰርተን ዓመት ገይሩ ነበረ።


እግዚኣብሄር ድማ ነተን መዋለድቲ ሰናይ ገበረለን። እቲ ህዝቢ እውን በዝሐ፤ የመናውን በርትዐ።


ዳን፥ ንፍታሌም፥ ጋድ፥ ኣሴር።


ዮሴፍ ድማ፥ ነቦኡ ያእቆብን፥ ነቶም ሰብዓን ሓሙሽተን ዝኾኑ ዅሎም ኣዝማዱን፥ ልኢኹ ፀውዖም።


ኣቦታትኩም ናብ ግብፂ ኽወርዱ እንተለዉ ብድምር ሰብዓ ሰብ ነበሩ። ሕዚ ኸዓ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ከም ከዋኽብቲ ሰማይ ኣብዝሐኩም።”


ንሱ ድማ፥ ብዙሓት ኣንስቲ ነበራኦ እሞ፥ ካብ ሕቈኡ ዝተወለዱ ሰብዓ ኣወዳት ነበርዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos