Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኣስቴር 7:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 በታ ኻልአይቲ መዓልቲ ወይኒ ኽሰትዩ እንተለዉ ድማ እቲ ንጉስ መሊሱ ንኣስቴር “ኦ ንግስቲ ኣስቴር፥ ልመናኺ እንታይ እዩ? ኽገብረልኪ ድልየትኪ እንታይ እዩ? ክሳዕ ፍርቂ መንግስተይውን እንተ ኾነ እኳ፥ ክህበኪ እየ” በላ።

Ver Capítulo Copiar




ኣስቴር 7:2
7 Referencias Cruzadas  

ሽዑ ንጉስ “ንንግስቲ ኣስቴር፥ እንታይ ኴንኪ ኢኺ? እንታይከ ትደልዪ ኣለኺ? ክሳዕ ፍርቂ መንግስተይውን እንተ ኾነ ኽወሃበኪ እዩ” በላ።


ወይኒ እናሰተዩ እንተለዉ፥ ንጉስ ንኣስቴር “ልመናኺ እንታይ እዩ? ምእንቲ ኽወሃበክስ እንታይ እዩ ድልየትኪ? ክሳዕ ፍርቂ መንግስተይውን እንተ ኾነ ኽወሃበኪ እዩ” በላ።


ንጉስን ሃማን ከዓ ኽመስሑ ናብ ንግስቲ ኣስቴር መፁ።


ንጉስ ድማ ንንግስቲ ኣስቴር “ኣይሁድ ኣብ ከተማ ሱሳ ሓሙሽተ ሚእቲ ሰባትን ነቶም ዓሰርተ ደቂ ሃማን ቀተሉ፤ ኣጥፍእዎምውን። ኣብተን ካልኦት ግዝኣተይ ደኣ ኸመይ ገይሮም ይኾኑ? ሕዚኸ እንታይ እዩ ልመናኺ? ኽወሃበኪ እዩ፤ እንታይከ ትደልዪ? ኽፍፀመልኪ እዩ” በላ።


ክሳዕ ፍርቂ መንግስተይ እንተ ኾነውን፥ ዝጠየቕክኒ ኽህበኪ እየ” ኢሉ መሓለላ።


ክሳዕ ሕዚ ሓንቲ እኳ ብስመይ ኣይለመንኩምን። ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ክኸውን፥ ለምኑ፤ ክትረኽቡ ድማ ኢኹም።


እቲ ሓለቓ ሽሕ ከዓ፥ ነቲ ወዲ ብኢዱ ሒዙ፥ ንበይኑ ኣግልስ ኣቢሉ፥ “እቲ ኽትነግረኒ እትደልዮ እንታይ እዩ” ኢሉ ጠየቖ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos