Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኣስቴር 7:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ንጉስን ሃማን ከዓ ኽመስሑ ናብ ንግስቲ ኣስቴር መፁ።

Ver Capítulo Copiar




ኣስቴር 7:1
4 Referencias Cruzadas  

እቲ ኣዋጅ ድማ ኣብ ከተማ ሱሳ ተነግረ። እቶም ፈረሰኛታት ከዓ ብትእዛዝ ንጉስ ቀልጢፎም ናብ ኵለን ሃገራት ከዱ። ንጉስን ሃማን ድማ ኾፍ ኢሎም ይሰትዩ ነበሩ፤ ከተማ ሱሳ ግና ደንገፀት።


ገና ንሳቶም ምስኡ ኽዛረቡ እንተለዉ፥ እቶም ናይ ንጉስ ስሉባት መፁ፤ ንሃማ ናብቲ ኣስቴር ዘዳለወቶ ምሳሕ ከምፅእዎ ኸዓ ኣሻዀልዎ።


በታ ኻልአይቲ መዓልቲ ወይኒ ኽሰትዩ እንተለዉ ድማ እቲ ንጉስ መሊሱ ንኣስቴር “ኦ ንግስቲ ኣስቴር፥ ልመናኺ እንታይ እዩ? ኽገብረልኪ ድልየትኪ እንታይ እዩ? ክሳዕ ፍርቂ መንግስተይውን እንተ ኾነ እኳ፥ ክህበኪ እየ” በላ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos