7 መርዶክዮስ ከዓ እቲ ንእኡ ዝወረዶ ዅሉ ነገርን፥ ሃማ ንኣይሁድ ንምጥፋእ ኣብ መዝገብ ንጉስ ከእትዎ ኢሉ ዝመዘኖ ቝፅሪ እቲ ገንዘብን ነገሮ።
ኣክራትዮስ ድማ ናብ መርዶክዮስ፥ ናብታ ቕድሚ ኣፍ ደገ ንጉስ ዝነበረት ገፋሕ ኣደባባይ እታ ኸተማ ወፀ።