Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኣስቴር 2:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 መርዶክዮስ ከዓ ንኣስቴር ደሓን ምህላዋን እንታይ ከም ዝገብርዋን ክፈልጥ፥ ኵሉ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ መካበብያ ቤት ኣንስቲ ይመላለስ ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ኣስቴር 2:11
6 Referencias Cruzadas  

ኣቦኡ ኸዓ “ኪድ እሞ ኣሕዋትካ ደሓን እንተ ሃልዮም፥ እተን ጥሪትውን ደሓን እንተ ሃልየን ርኢኻ፥ ወረኦም ኣምፅአለይ” ኢሉ፥ ካብ ሩባ ኬብሮን ለኣኾ። ንሱ ኸዓ ናብ ሴኬም በፅሐ።


መርዶክዮስ፥ ኣይትንገሪ፥ ኢሉ ኣዚዝዋ ነበረ እሞ፥ ኣስቴር ህዝባን ዓሌታን ኣይነገረትን።


ሓንቲ ጓል ናብ ንጉስ ኣርጤክስስ ቅድሚ ምእታዋ ኸም ስርዓት ኣንስቲ ኽትዳሎ ዓሰርተ ኽልተ ወርሒ የድልያ ነበረ፦ ሽዱሽተ ወርሒ ብቕብኢ ኸርበ፥ ሽዱሽተ ወርሒ ድማ ብጥዑም ሽቱ እናተቐብአት ትዳሎ ነበረት።


ድሕሪ ቑሩብ መዓልቲታት፥ ጳውሎስ ንበርናባስ “ነዓ ናብተን ቃል ጐይታ ዝመሃርናለን ኵለን ከተማታት ንመለስ፤ ናብቶም ኣሕዋት ንኺድ፤ ከመይ ኢሎም ከም ዘለዉ ድማ ንፍለጥ” በሎ።


እዘን ዓሰርተ ጎጎ ኣጅቦ እዚኣተን ከዓ ነቲ ሓለቓ ሽሕ ውሰደሉ። ኣሕዋትካ ደሓን ምህላዎም ረአ፤ ድሃዮም ድማ ኣምፅአለይ፤


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos