1 ድሕሪዙይ ንጉስ ኣርጤክስስ ካብ ኵራኡ ምስ ዘሓለ፥ ንኣስጢንን ነቲ ዝገበረቶን ነቲ ኣብ ልዕሊኣ ዝፈረዶ ነገርን ሓሰበ።
ኣርጤክስስ ምስ ነገሰ ድማ፥ ብመጀመርታ ዘመን መንግስቱ፥ ንሳቶም ኣብ ልዕሊ እቶም ኣብ ይሁዳን ኢየሩሳሌምን ዝነብሩ ናይ ክሲ ነገር ፀሓፉ።
ሽዑ ንሃማ ኣብቲ ንመርዶክዮስ ክሰቕለሉ ኢሉ ዘዳለዎ ጕንዲ ሰቐልዎ፤ ቍጥዓ ንጉስውን ዘሓለ።