Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኣስቴር 1:21 - መፅሓፍ ቅዱስ

21 እዝ ምኽሪ እዙይ ድማ ንንጉስን ንሹመኛታቱን ደስ ኣበሎም እሞ፥ እቲ ንጉስ ከምቲ ዘረባ መሙካን ገበረ።

Ver Capítulo Copiar




ኣስቴር 1:21
5 Referencias Cruzadas  

ፈርዖንን ሹመኛታቱን እዝ ነገር እዙይ ኣብ ቅድሚኣቶም ፅቡቕ ኮይኑ ረኸብዎ።


“ኦ ንጉስ፥ እንተ ደኣ ፈቲኻስ፥ ሓደ ንጉሳዊ ትእዛዝ ኣውፅእ፤ ከም ዘይልወጥውን ኣብ ሕጊ ፋርስን ሜዶንን ይፀሓፍ። ደጊም ኣስጢን ናብ ቅድሜኻ ኣይትእቶ፤ ንጉስ ድማ እቲ ናይ ንግስቲ መዓርግ ንኻልእ፥ ካብአ ንእትሓይሽ ሃባ።


ኣዋጅ ንጉስ ኣብ ኵላ እዛ ገፋሕ መንግስትኻ ምስ ተሰምዐ ኸዓ ዅላተን ኣንስቲ ንሰብኡተን፥ ካብ ዓብዪ ኽሳዕ ንእሽተይ ከኽብራኦም እየን” በለ።


ኣብ ኵለን ግዝኣቱ ድማ እቲ ንጉስ ንዅሉ ሃገር ከም ስርዓት ኣፀሓሕፋ፥ ንዅሉ ህዝቢ ኸዓ በብቛንቋኡ መልእኽቲ ሰደደ። እተን መልእኽትታት ድማ ነፍሲ ወከፍ ሰብኣይ ኣብ ቤቱ ኽመልኽ ዝእዝዛ ነበራ።


ነቲ ንጉስ ደስ እተብል ጓል ድማ ኽንዲ ኣስጢን ንግስቲ ትኹን” በሉ። እዝ ነገር እዙይ ንንጉስ ደስ ኣበሎ እሞ ኸምኡ ገበረ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos