Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 7:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ጥበብ ምስ ርስቲ ፅብቕቲ እያ፤ ረብሓኣ ድማ ፀሓይ ንዝሪኡ ዅሎም ይጠቅም እዩ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 7:11
13 Referencias Cruzadas  

“ግና ጥበብ ኣበይ እያ እትርከብ? ምስትውዓልከ ኣበይ እዩ ቦታኣ?


ካብ ኣእላፋት ወርቅን ብሩርን ሕጊ ኣፍካ ይሕሸኒ።


ሃብቲ ንጠቢባን ዘውዶም እዩ፤ ዕሽነት እቶም ዓያሹ ግና ዅልሻዕ ዕሽነት እዩ።


ብወርቅን ብብሩርን ካብ ምንጋድ፥ ብኣኣ ምንጋድ ይበልፅ።


ካብ ክቡር ዕንቊ ትኸብር፤ ክቡር ዝኾነ ዅሉ እኳ ኣይመዓራረያን።


ብርሃን ጥዑም እዩ፤ ኣዒንቲ ንፀሓይ ክጥምታኣ እንተለዋ ኸዓ ደስ ይብለን።


ሽዑ ኸምቲ ብርሃን ካብ ፀልማት ዝበልፅ፥ ጥበብ ካብ ድንቍርና ኸም እትበልፅ ረአኹ።


“ካብዝ ዘመን እዙይ፥ እቲ ዝሓለፈ ዘመን ንምንታይ ሐሸ?” ኢልካ ኣይትናገር፤ ነዝ ነገር እዙይ ብጥበብ ኣይኮንካን እትጥይቕ ዘለኻሞ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos