Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 6:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ንፀሓይ ኣይረአያን፤ ዝኾነ ነገርውን ኣይፈለጠን፤ ካብቱይ ነዙይ ዝበለፀ ዕረፍቲ ኣለዎ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 6:5
8 Referencias Cruzadas  

“ኵሉ ኻብ ሰበይቲ ዝውለድ ሰብ፥ ዘመን ህይወቱ ቝሩብ መዓልቲ እዩ፤ መከራውን ዝመልኦ እዩ።


ከምቲ ዝመክኽ ሽምዒ ኽሃልቁ እዮም፤ ከምቲ ቝላዕ ሰበይቲ ፀሓይ ኣይርኣዩ።


ብርሃን ጥዑም እዩ፤ ኣዒንቲ ንፀሓይ ክጥምታኣ እንተለዋ ኸዓ ደስ ይብለን።


ካብ ክልቲኦም ግና እቲ ገና ዘይተወለደ፥ ኣብ ትሕቲ ፀሓይ ዝግበር ግፍዒ ዘይረአየ፥ ኣብሊፁ ይሐይሽ።


ብኸንቱ ይመፅእ፤ ብፀልማትውን ይኸይድ እዩሞ ስሙ ብፀልማት ይኽወል።


ሽሕ ዓመት ክልተ ሻዕ ብህይወት እንተ ዝነብር፥ ግና ሰናይ ነገር እንተ ዘይረአየ ዅሎም ናብ ሓደ ቦታ ዝኸዱዶ ኣይኮኑን?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos