Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 6:10 - መፅሓፍ ቅዱስ

10 ነቲ ዝኾነ ዅሉ ኣቐዲሙ ስም ወፂኡሉ እዩ፤ ሰብ ከም ዝኾነውን ተፈለጠ፤ ምስቲ ኻብኡ ዝበርትዐ ኽፋረድ ኣይኽእልን።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 6:10
18 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ንኣዳም ፀዊዑ “ኣበይ ኣለኻ?” በሎ።


‘ንዅሉ ቓለይ ኣይምልሰለይን’ እናበልካ፥ ስለ ምንታይ ኢኻ ምስኡ እትከራኸር?


“ኢዮብ፥ ብሓቂ፥ ዝማጐት ሰብ፥ ምስቲ ዅሉ ዝኽእል እግዚኣብሄርዶ ይማጐት እዩ? እቲ ምስ እግዚኣብሄር ዝማጐት ንሱ ይመልሰሉ።”


ንሱ ኸማይ ሰብ ስለ ዘይኮነ ኣይምልሰሉን፤ ክማጐቶውን ኣይክእልን እየ።


ሰብ ዘመኑ ኸም ሳዕሪ እዩ፤ ከም ዕምበባ በረኻ ኸምኡ ይዕምብብ፤


ብኸንቱ ይህወኽ እምበር፥ ብሓቂ ሰብ ከም ፅላሎት እዩ ዝመላለስ፤ ይእክብ፥ ንመን ከም ዝእክበሉ ግና ኣይፈልጥን።


ንእግዚኣብሄር ምቅዋም ዝኽእል፥ ጥበብ፥ ምስትውዓል ወይ ምኽሪ የለን።


እቲ ሕዚ ዘሎ ቕድም ዝነበረ እዩ፤ እቲ ዝኸውን ዘሎውን ቀደም ዝኾነ እዩ፤ እግዚኣብሄር ነቲ ዝሓለፈ መመሊሱ ክኸውን ይደልዮ።


ንኸንቱ ዘብዝሐ ብዙሕ ነገር ኣሎሞ፥ እዙይ ንሰብ እንታይ ይጠቅም?


እንሆ፥ ካብኣ ብህፁፅ ከባርሮም እየሞ፥ ኣብ ልዕሊ ፅኑዕ እምባ፥ ኣብ ውሽጢ ትዕቢት ዮርዳኖስ፥ ከም ኣንበሳ ኽድይብ እዩ። ነቲ ዝተሓርየ ኣብ ልዕሊኣ ኽሸሞ እየ። ምሳይ ክመዓራረ ዝኽእል መን እዩ? ጊዜ ዝውስነለይከ መን እዩ? ኣብ ቅድመይ ዝቐውም ጓሳኸ መን እዩ?


እምበኣርከ ንእግዚኣብሄርዶ ኽነቕንኦ? ንሕናዶ ኻብኡ ንብርትዕ ኢና?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos