Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 6:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ኣብ ትሕቲ ፀሓይ ዝረአኽዎ ኽፉእ ነገር ኣሎ፤ ንሱውን ኣብ ልዕሊ ሰብ የመና ዝኸበደ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 6:1
2 Referencias Cruzadas  

ኣብ ትሕቲ ፀሓይ ዘሕዝን ክፉእ ነገር ረአኹ፤ ንጕድኣት መጥረዪኡ ዝተዓቘረ ሃብቲ እዩ።


እግዚኣብሄር ንሰብ ሃብትን ጥሪትን ክብርን ሃቦ፤ ካብቲ ዅሉ ዝደልዮ ንነፍሱ ሓንቲ እኳ ኣይጐደሎን፤ ግና ኻልእ ሰብ ይበልዖ እምበር ካብኡ ኽበልዕ እግዚኣብሄር ስልጣን ኣይሃቦን። እዙይ ከዓ ኸንቱን ዝኸፍአ ጕድኣትን እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos