Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 5:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ንዅሉ ዝጠቅም ግና ንጉስ እታ ሃገር ማሕረስ ዝፈቱ እንተ ኾይኑ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 5:9
15 Referencias Cruzadas  

ናይ ሰማያት ሰማይ ንእግዚኣብሄር እዩ፤ ንምድሪ ግና ንደቂ ሰብ ሃበ።


ኣብ ግራት ድኻታት ብዙሕ ሲሳይ ይርከብ፤ ግና ኻብ ምጕዳል ፍርዲ ዝተልዓለ ይጠፍእ።


ግራቱ ዝሓርስ እንጀራ ይፀግብ፤ ደድሕሪ ምናምን ዝስዕብ ግና ይደኪ።


ካልኣይ ዘይብሉ በይኑ ዝነብር ሰብ ኣሎ። ውሉድ ኮነ ሓው የብሉን፤ ንፃዕሩ ግና ወሰን የብሉን፤ ኣዒንቱ ኸዓ በቲ ሃብቱ ኣይፀግባን፤ ንነፍሰይ ፅቡቕ እናኸላእኹ ዝደኽሞ፥ ንመን እዩ? እዙይውን ከንቱን ሕማቕ ፃዕርን እዩ።


ገንዘብ ዝፈቱ ገንዘብ ኣይፀግብን፤ ሃብቲ ዝፈቱ ኸዓ ትርፊ ኣይፀግብን፤ እዙይውን ከንቱ እዩ።


ንሓደ ሹም፥ ካብኡ ልዕል ዝበለ ዝምልከቶ ኣሎ፤ ካብኣቶም ከዓ ልዕል ዝበለ ንዅሎም ዝምልከቶም ኣሎሞ፥ ድኻ እንትጥቃዕ፥ ኣብ ሓደ ሃገር ከዓ ፍርድን ፅድቅን ክጠፍእ እንተ ረአኻ፥ ኣይትገረም።


ኵሉ ድኻም ሰብ ንኣፉ እዩ፤ ነፍሱ ግና ኣይትፀግብን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos