2 ንሰሓቕ ዕቡድ ኢኻ በልክዎ፤ ንደስታ ኸዓ እንታይ ትጠቅም በልክዎ።
እናሰሓቕካውን፥ ልቢ ይጕሂ እዩ፤ መወዳእታ ሓጐስ ከዓ ሓዘን እዩ።
ደስ ዝበላ ልቢ፥ ሰናይ መድሓኒት እያ፤ ሕዙን መንፈስ ግና ነዕፅምቲ የንቅፆ።