Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 12:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ሽዑ ንበረኽቲ ይፈርሑ፤ ኣብ መንገዲውን ድንጋፀ እንትኸውን እንተሎ፥ ለውዚ እንትዕምብብ፥ ኣንበጣውን ከም ፆር እንትኸብድ፥ ድሌት ኵሉ እንትጠፍእ፥ ሰብ ናብ ናይ ዘለኣለም መንበሪኡ እንትኸይድ፥ መልቀስቲውን ኣብ ኣደባባይ እንትዞሩ፥

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 12:5
19 Referencias Cruzadas  

ንሱ ኸዓ “ሓዉ ሞይቱ፥ ንሱ ድማ በይኑ ተሪፉ እዩ እሞ፥ ወደይስ ምሳኻትኩም ኣይወርድን እዩ። ኣብቲ እትኸድዎ መንገዲ ጕድኣት እንተ ረኸቦ፥ ሽዑ ኣብ እርጋነይ ብመሪር ሓዘን ናብ መቓብር ከም ዝወርድ ክትገብሩኒ ኢኹም!” በሎም።


ነዙይ ከዓ ኻብ ቅድመይ እንተ ወሰድኩምዎ፥ እሞ ጕድኣት እንተ ረኸቦ፥ ንሲበተይ ብሓዘን ናብ መቓብር ከይተውርዱኒ’ በለና።


እቲ ቘልዓ ምሳና ኸም ዘየሎ ምስ ረአየ ኽመውት እዩ። ንሕና ሓሻኽርካ ኸዓ፥ ንሲበት ኣቦና ሓሽከርካ፥ ብጓሂ ናብ መቓብር ከም ዘውረድናዮ ኢና እንኸውን።


ብዕድመስ ካብ ኣቦኻ እኳ ዝዓብዩ፥ ሰያባትን ሽማግለታትን ኣብ ማእኸልና ኣለዉ።


እቲ ዝፅበዮ ቤተይ ሲኦል እንተ ኾነ፥ መንፀፈይ ኣብ ፀልማት እንተ ኣንፀፍኩ፥


ናብቲ ዅሎም ህያዋን ዝእከቡሉ ቤት፥ ናብ ሞት ኣሕሊፍካ ኸም እትህበኒ እፈልጥ ኣለኹ።


ነቲ ዝመፅእ ትውልዲ፥ ቅልፅምካን ሓይልኻን ፅድቅኻን፥ ክሳዕ ዝነግር፥ ክሳዕ ዝኣርግን ዝሽምግልን፥ ኦ ጐይታ ኣይትሕደገኒ።


ሰያብ ፀጕሪ ናይ ክብረት ዘውዲ እዩ፤ ብመንገዲ ፅድቂ ድማ ይርከብ።


ሓይሊ፥ ንመንእሰይ ክብረቱ እዩ፤ ሲበት ድማ ንኣረጋውያን ሽልማቶም እዩ።


ኣብቲ እትኸዶ መቓብር፥ ስራሕን ትልምን ፍልጠትን ጥበብን የለን እሞ፥ ነቲ እትገብሮ ዅሉ ብዘለካ ሓይሊ ፈፅሞ።


ክሳዕ እርጋንኩም ኣነ እየ፤ ክሳዕ ሲበትውን ክፆረኩም እየ፤ ኣነ ገበርኩኹም፥ ኣነውን ከተስእ እየ፤ ኣነ ኽፆረኩምን፥ ከድሕነኩምን እየ።


ድሕሪዙይ “ኤርሚያስ፥ እንታይ ትርኢ ኣለኻ?” ዝብል ቃል እግዚኣብሄር ናባይ መፀ፦ ኣነ ድማ “በትሪ ኦም ለውዚ እርኢ ኣለኹ” ኢለ መለስኩሉ።


ኣብ ማእኸል እቶም ንሳቶም ኮኑ ኣቦታቶም ዘይፈልጥዎም ህዝብታት ፋሕ ከብሎም፥ ክሳዕ ዝውድኡ ድማ ሰይፊ ደድሕሪኣቶም ክሰደሎም እየ።”


ኣብ ቅድሚ ኣረጋዊ ተስእ፤ ንሽማግለውን ኣኽብር፤ ንኣምላኽካ እውን ፍራሕ፤ ኣነ እግዚኣብሄር እየ።


ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ምሟት፥ ብድሕሪኡ ኸዓ ፍርዲ ተሰሪዑሉ ዘሎ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos