Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 12:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ብዝተረፈ ወደይ፥ ንተግሳፅ ስማዕ፤ መፃሕፍቲ ምፅሓፍ መወዳእታ የብሉን፤ ብዙሕ ምምርማር ድማ ንሰውነት የድክም እዩ እሞ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 12:12
7 Referencias Cruzadas  

ሰለስተ ሽሕ ምስላ መሰለ፤ ሽሕን ሓሙሽተን መዝሙራት ድማ ደረሰ።


ብዙሕ ጥበብ ኣብ ዘለዎ፥ ኣብኡ ብዙሕ ትካዘ ኣሎ፤ ፍልጠት ዝውስኽ ድማ ሓዘን ይውስኽ።


ግና እዙይ ዝተፅሓፈ፥ ኢየሱስ ንሱ ክርስቶስ ወዲ እግዚኣብሄር ከም ዝኾነ ምእንቲ ኽትኣምኑን፥ ኣሚንኩምውን ብስሙ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽትረኽቡን እዩ።


ኢየሱስ ዝገበሮ ኻልእ ብዙሕ ነገራትውን ኣሎ። ኵሉ በብሓደ ተፅሒፉ እንተ ዝኸውንስ፥ ነቲ ዝፀሓፍ መፃሕፍቲ፥ ዓለም ኣይምኣኸሎን ይመስለኒ።


ንስኻትኩም በተን ቅዱሳት መፃሕፍቲ፥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እትረኽቡ እናመሰለኩም፥ ትምርምሩወን ኣለኹም፤ ንሳተንውን ብዛዕባይ እየን ዝምስክራ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos