Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 11:4 - መፅሓፍ ቅዱስ

4 ንፋስ ዝፅበ ሰብ ኣይዘርእን፤ ንደመና ዝምልከትውን ኣይዓፅድን።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 11:4
5 Referencias Cruzadas  

ሃካይ ሰብ፥ ብምኽንያት ቍሪ ኣይሓርስን፤ ኣብ ጊዜ ቐውዒ ድማ ይልምን፤ ግና ኣይረክብን።


ሃካይ “ኣብ ወፃኢ ኣንበሳ ኣሎ፤ ኣብ ማእኸል መንገዲ ኽመውት እየ” ይብል።


ኢድካ ኽትገብረሉ ዝከኣላ እንተ ኾይኑስ፥ ነቲ ዝግብኦ ሰብ ሰናይ ነገር ኣይትኽልኣዮ።


ደመና ዝናም እንተ መልአ ናብ ምድሪ የፍስሶ፤ ኦም ናብ ደቡብ ወይ ናብ ሰሜን ኣቢሉ እንተ ወደቐ፥ ኣብቲ ዝወደቐሉ ቦታ ይነብር።


ከምቲ መንገዲ ንፋስ ዘይትፍለጥ፥ ከምቲ ኣዕፅምቲ ኣብ ከርሲ ጥንስቲ ኸመይ ከም ዝውጠን ዘይፍለጥ፥ ከምኡውን ንግብሪ እቲ ዅሉ ዝገበረ እግዚኣብሄር ኣይትፈልጦን ኢኻ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos