Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 10:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ባሮት በፍራስ፥ መሳፍንቲ ኸዓ ኸም ባሮት ብእግሪ ክኸዱ እንተለዉ ረአኹ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 10:7
4 Referencias Cruzadas  

እቲ ንጉስ ወፀ፤ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኸዓ ሰዓቦ። ርሕቕ ኢሎም ከዓ ኣብ ሓደ ቦታ ደው በሉ።


ንጉስ ዝኽደኖ ልብሲ መንግስቱ፥ ንጉስ ዝቕመጦ ፈረስ የምፅኡሉ፤ ኣብ ርእሱ ድማ ዘውዲ ንጉስ ይድፍኡሉ።


ንሰነፍ ሕንቃቐ ኣይግብኦን፤ ብሕልፊ እኳ ንባርያ፥ ኣብ ልዕሊ መሳፍንቲ ምስልጣን ኣይግብኦን።


እዙይ ከዓ፥ ባርያ እንተ ነገሰ፥ ሰነፍ እንጀራ እንተ ፀገበ፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos