Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 10:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ዓሻ ብመንገዲ ኽመላለስ እንተሎ ምስትውዓል ይጐድሎ፤ ኩሉ ዝሓስቦውን ዕሽነት እዩ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 10:3
5 Referencias Cruzadas  

ብልሂ ሰብ ብምስትውዓል ይሰርሕ፤ ዓሻ ግና ዕሽነቱ ይገልፅ።


ሰነፍ ነቲ ኣብ ልቡ ዘሎ ደኣ ኽገልፅ ይፈቱ እምበር፥ ክፈልጥ ኢሉ ኣይፅዕርን እዩ።


ከናፍር ዓሻ ናብ ባእሲ ይኣትዋ፤ ኣፉ ኸዓ ንበትሪ ትፅውዕ።


ብብዝሒ ስራሕ ሕልሚ ይረአ፤ ከምኡውን ድምፂ ሰነፍ ብብዝሒ ቓላት ይስማዕ።


ናብቲ ዘፀይፍ ርኽሰት፥ ምስኣቶም ስለ ዘይጐየኹም ይግረሙ፤ ንኣኻትኩም ከዓ፥ ይፀርፉኹም ኣለዉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos