Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 1:6 - መፅሓፍ ቅዱስ

6 ንፋስ ናብ ደቡብ ኣቢሉ ይነፍስ፤ ዘይሩ ኸዓ ንሰሜን ኣቢሉ ይነፍስ። ዘይሩ ዘይሩ ኸዓ መሊሱ ኽጅምር ናብ ቦታኡ ይምለስ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 1:6
11 Referencias Cruzadas  

ምድሪ ብንፋስ ደቡብ ፀጥ ምስ በለት፥ ክዳውንትኻ ዝሞቐካ ኣታ ንስኻ፥ ተስተውዕሎ ዲኻ!


ኣውሎ ንፋስ ካብቲ ሕቡእ ስፍራኡ፤ ዛሕሊ ድማ ኻብ ሰሜን ይወፅእ።


ኣዘዘ፤ ንፋስ ኣውሎ ኸዓ ተስአ፤ ማዕበልውን ልዕል ልዕል በለ።


ነቲ ኣውሎ ነፋስ ፀጥ ኣበለ፤ እቲ ማዕበል ድማ ሃድአ።


ኵሉ ኣፍላግ ናብ ባሕሪ ይውሕዝ፤ ባሕሪ ግና ኣይመልእን፤ መሊሱ ኽጅምር ከዓ እቲ ማይ ናብቲ ምውሓዝ ዝጀመረሉ ኣፍላግ ይምለስ።


ከምቲ መንገዲ ንፋስ ዘይትፍለጥ፥ ከምቲ ኣዕፅምቲ ኣብ ከርሲ ጥንስቲ ኸመይ ከም ዝውጠን ዘይፍለጥ፥ ከምኡውን ንግብሪ እቲ ዅሉ ዝገበረ እግዚኣብሄር ኣይትፈልጦን ኢኻ።


እግዚኣብሄር ድማ ናብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ንፋስ ሰደደ፤ እታ መርከብ ክትስበር ክሳዕ እትቐርብ፥ ኣብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ማዕበል ኮነ።


“ኵሉ ነዝ ቓለይ ሰሚዑ ዝፍፅም፥ ገዛኡ ኣብ ልዕሊ ኰዅሒ ዝሰርሐ፥ ለባም ሰብ ይመስል።


ዝናም ዘነመ፥ ወሓይዝ ወሓዙ፥ ንፋሳት ነፈሱ፥ ነቲ ገዛ ደፍእዎ፤ ወደቐውን፥ ኣወዳድቓኡ ድማ ዓብዪ ኾነ።”


ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፤ ድምፁ ኸዓ ትሰምዕ፤ ካበይ ከም ዝመፅእ፥ ናበይውን ከም ዝኸይድ ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ፤ ኵሉ እቲ ኻብ መንፈስ [ቅዱስ] ዝውለድ ድማ ኸምኡ እዩ” ኢሉ መለሰሉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos