Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 1:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ፀሓይ ትበርቕ፤ ፀሓይ ተዓርብ። ናብቲ ዝበረቐትሉ ቦታ ኽትምለስውን ትቕልጥፍ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 1:5
9 Referencias Cruzadas  

ምድሪ ኽሳዕ ዘላ፥ ዘርእን ዓፂድን፥ ዛሕልን ሙቐትን፥ ሓጋይን ክረምትን፥ መዓልትን ለይትን፥ ከቶ ኣየቋርፅን እዩ” በለ።


ዋልያ ናብ ዓይኒ ማያት ከም ዝናፍቕ፥ ኦ ጐይታ ኸምኡ ነፍሰይ ናባኻ ትናፍቕ ኣላ።


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ለይትን መዓልትን በብጊዜኡ ምእንቲ ኸይኸውን፥ ናይ መዓልቲ ቓል ኪዳነይን ናይ ለይቲ ቓል ኪዳነይን ምፍራስ እንተ ኽኢልኩም፥


ብብርሃን ፍላፃታትካን፥ ብምንፅብራቕ ማሕማሕ ዝብል ኲናትካን፥ ፀሓይን ወርሕን ኣብ ዘዘለዋኦ ቖማ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos