Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መክብብ 1:18 - መፅሓፍ ቅዱስ

18 ብዙሕ ጥበብ ኣብ ዘለዎ፥ ኣብኡ ብዙሕ ትካዘ ኣሎ፤ ፍልጠት ዝውስኽ ድማ ሓዘን ይውስኽ።

Ver Capítulo Copiar




መክብብ 1:18
7 Referencias Cruzadas  

“ንሰብ ድማ ኸምዙይ በሎ፦ ንእግዚኣብሄር ምፍራሕ ጥበብ እዩ፤ ካብ ሓጢኣት ምርሓቕ ከዓ ምስትውዓል እዩ።”


ኣነውን ብልበይ “ንምንታይ የመና ጠቢብ ኮንኩ? ኸምቲ ንዓሻ ዝበፅሖ ንኣይውን ክበፅሐኒ እዩ” ኢለ ሓሰብኩ። ሽዑ ብልበይ “እዙይውን ከንቱ እዩ” በልኩ።


ኵሉ ዘመኑ ሓዘን፥ ፃዕርን ትካዘን እዩ፤ ለይቲ እኳ ልቡ ኣይድቅስን፤ እዙይውን ከንቱ እዩ።


እምብዛ ፃድቕ ኣይትኹን፤ ንርእስኻውን እምብዛ ጥበበኛ ኣይትግበር፤ ስለ ምንታይ ንርእስኻ እተጥፍእ?


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos