12 ኣነ ሰባኺ፥ ኣብ ኢየሩሳሌም ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ነበርኩ።
እዙይ ኣብ ኢየሩሳሌም ነጊሱ ናይ ዝነበረ ሰባኺ ወዲ ዳዊት ቃል እዩ።
እቲ ሰባኺ “ናይ ከንቱ ኸንቱ፥ ኵሉ ኸንቱ እዩ” ይብል።
እቲ ሰባኺ ኸምዙይ ይብል፦ ናብቲ መወዳእታ ኽበፅሕ በብሓደ እናመርመርኩ፥ እንሆ፥ እዙይ ረኸብኩ፦